By -adminዝርገሐ መስመር ማይ ሚዘር 70 ካሬPosted on July 18, 2025Posted in Newsዝርገሐ መስመር ማይ ሚዘር 70 ካሬ ንምጅማር ዘኽእል ናይ 450 ሚልዮን ብር ቱቦታት ዓዲጉ ከም ዘዳለወ ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ህንፀት ማይ ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ከተማ መቐለ መንደር ሚዘር ብልዕሊ 1ነጥቢ 1 ቢልዮን ብር ዝርገሐ መስመር ማይ ንምስላጥ ዘኽእል ፊርማ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ሞንጎ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፈሳስን ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለን ከም ዝተኸተመ ዝፍለጥ Read more
By -adminUrgent External Vacancy #1 (ምልክታ ዕድል ስራሕ ቁ1)Posted on July 18, 2025Posted in Vacancy Read more